language

ቤት-ምኽሪ ስደተኛታትን [VluchtelingenWerk] ቤተ-መዘክር ኔዘርላንድን፣ ንስኹም ብዘይ ክፍሊት ብነጻ ናብ ቤተ-መዘክር ምብጻሕ ንኽትገብሩ ይዕድምኹም። ኣብ መርበብ-ሓበሬታ welkominhetmuseum.nl ሓደ ቤተ-መዘክር ምረጹ። ናብቲ ቤተ-መዘክር ኪዱ፣ ከምኡ እውን ነዚ ዕድመ ኣርእዩዎም። 1 ወይ ልዕሊኡ ባህላዊ ድምቀት ድማ ኣብ ኔዘርላንድ ኣስተማቕሩ።