
H’ART Museum
- Noord-Holland

H’ART Museum
- Noord-Holland
ቤተ-መዘክር H'ART ካብ መላእ ዓለም ንዝመጽኡ ስነ-ጥበባትን ዛንታታትን ብፍሉይ ኣገባብ ኣብ ኣምስተርዳም ዘራኽብ እዩ። እቲ ቤተ-መዘክር ክንዮ ዶባት ዝጥምት ኮይኑ፣ ኣብ ዓለም ህቡባት ናይ ዝኾኑ እካባት ዘርእይ መስኮት ይኸፍት። እዚ ድማ ምስ ኣህጉራውያን መሻርኽቲ ኣብያተ-መዘክር ዝኾና፡ ቤተ-መዘክር ብሪጣንያ፣ ማእከል ፖምፕዱን [Centre Pompidou] ከምኡ እውን ቤተ-መዘክር ስነ-ጥበብ ኣመሪካ ስሚዝሶኒያንን [Smithsonian American Art Museum] ብምትሕብባር እዩ ዝግበር።
H'ART Museum
Amstel 51
1018DR Amsterdam
020 530 87 55
www.hartmuseum.nl
