language

Buitenplaats Beeckestijn

Buitenplaats Beeckestijn

ቤተ-መዘክር ቤክስታይን [Museumhuis Beeckestijn] ኣብ መበል 18 ክፍለ ዘመን ዝተሃንጸ ዓቢ ስሕበት ዘለዎ ናይ ገጠር ርስቲ እዩ። ኣብ ወሰን ጒላሑጻ ኣብ ኬነመርላንድ [Kennemerland] ካብ ዝርከቡ ውሑዳት ዓበይቲ ርስቲታት ሓደ ኮይኑ፣ ብምሉኡ ተዓቂቡ ዝርከብ እዩ። ካብታ ከተማ ዝመጹ ሃብታማት ኣብ መበል 18 ክፍለ ዘመን 'ናይ ክረምቲ ቤት' እውን ነይርዎም እዩ። ካብ ጻዕቅን ዕግርግርን ከተማ ኣምሊጦም ድማ፣ ህይወት ናይ ግዳም የስተማቕሩ ነበሩ። ነቶም ፍሉያት ክፍልታት ኣድንቚ ወይ ድማ ኣብቲ ቤትን ጀርዲንን ምርሒት እናተዋህበኩም ዑደት ግበሩ። ኣባይቲ ቤተ-መዘክር ማሕበር ሄንድሪክ ደ ካይዘር [Hendrick de Keyser]

መወከሲ

Buitenplaats Beeckestijn
Rijksweg 134
1981 LD Velzen-Zuid
www.buitenplaatsbeeckestijn.nl

ኣስተውዕሉ! ነዚ ቤተ-መዘክር ኣቐዲምኩም ብኢንተርነት ክትምዝገቡ ኣለኩም።
Register for this museum