language

De Nieuwe Kerk

De Nieuwe Kerk

ኒዩወ ከርክ [Nieuwe Kerk]፣ ኣብ ቅርዓት ዳም [Dam] ኣብ ጎኒ ንጉሳዊ ቤተ-መንግስቲ ዝርከብ ገጽ ኣምስተርዳም እዩ። ንዓሰርተታት ዓመታት ብዛዕባ ዘነቓቕሑ ደረኽቲ ሰባት፣ ባህልታትን ሃይማኖታትን ብዝምልከት ልዑል ክብሪ ዘለዎም ምርኢታት ስነ-ጥበብን ስእልን ብምቕራብ ድማ ይፍለጥ። እዚ ቤተ-ክርስትያን ንመርዓ ቪለም-ኣሌክሳንደርን ማክሲማን ኣብ ጥቕሚ ውዒሉ ነይሩ፣ ከምኡ እውን መቓብር ሚኽይል ደ ራውተር [Michiel de Ruyter] ዝርከበሉ ቦታ እዩ። ኣብዚ ቤተ-ክርስቲያን ዓመታዊ ብዛዕባ ካብ ካልኦት ሃገራት ዝመጹ ግምጃታት፣ ባህልታትን ሃይማኖታትን ዝገልጽ ዓበይቲ ምርኢታት ይቐርቡ።

መወከሲ

De Nieuwe Kerk
Dam
1012 NP Amsterdam 
www.nieuwekerk.nl