
Eye Filmmuseum
- Noord-Holland

Eye Filmmuseum
- Noord-Holland
ኣብ ቤተ-መዘክር ፊልም ኣይ [Eye Filmmuseum] ኩሉ ብዛዕባ ፊልምን ስነ-ጥበብ ተንቀሳቓሲ ምስልታትን ዝምልከት እዩ። ታሪኽ ናይ ፊልም ክትድህስሱ ኢኹም፣ ዝረኣይን ዝስማዕን ብምብዝሑ ድማ ዓይንን እዝንን ክውሕደኩም እዩ። እቶም ምርኢታት፣ ናይ ፊልም ኣደራሻት፣ መዳርግቲ ዘይብሉ ትርኢት ዘለዎ ቤት-መግቢን፣ እቲ ምዕሩግ ህንጻ ንባዕሉን፡ ኾታ ነፍስወከፍ ኩርናዕ ናይ ኣይ [Eye] ዝተፈላለየ ጠመተ የቕርብ።
Eye Filmmuseum
IJpromenade 1
1031 KT Amsterdam
www.eyefilm.nl