language

Foam Fotografiemuseum

Foam Fotografiemuseum

ካብ ሰነዳዊ ፊልም ክሳብ ፋሽን፣ ካብ ታሪኻዊ ክሳብ እዋናዊ፣ ኩሉ ኣብ ቤተ-መዘክር ፎቶግራፍ ፎም [Foam] ዝቐርብ እዩ። እዚ ቤተ-መዘክር፣ (ብኣህጉራዊ ደረጃ) ፍሉጣት ናይ ዝኾኑን፣ ብዙሕ ፍሉጣት ናይ ዘይኮኑን ሰኣልቲ ናይ ክልቲኦም ምርኢታት ይውድብ። ኣፍቀርቲ ፎቶግራፍ፣ ሰኣልቲን ካልኦት ካብቲ ዓውደ-ሞያ ዝመጽኡን ዝራኸብሉን ዝነቓቕሑሉን ቦታ ድማ እዩ። ፎም ካብቲ ቤተ-መዘክር ወጻኢ: ኣብ ጽርግያ፣ ኣብ ግዜያዊ ምርኢት ስእሊታት ወይ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝግበር ዑደት እውን ፍጻመታት ይውድብ እዩ።

መወከሲ

Foam Fotografiemuseum
Keizersgracht 609
1017 DS Amsterdam
www.foam.org