language

Kasteel Ammersoyen

Kasteel Ammersoyen

እቲ መስተንክር ዝኾነ ግምባዊ ዕርዲ ኣመርሶየን [Ammersoyen]፣ ኣብ ጥቓ ሩባ ማስ [Maas] ከምኡ እውን ዶብ ኖርድ-ብራባንት፣ ኣብ ቦመለርቫርድ [Bommelerwaard] ዝበሃል ቦታ ብስትራተጂካዊ ኣገባብ ተደኲኑ ይርከብ። እዚ ኣርባዕተ ግምብታት፣ ካብ ሽዱሽተ ሜትሮ ዘይውሕድ ቁመት ዘለዎ ግሩም ዓብይ ኣዳራሽ፣ ናይ ቅድሚት ዕርዲን መትረብ ማይን ዘለዎ ሓቀኛ ናይ ማእከላይ ዘመን ግምባዊ ዕርዲ እዩ። ኣብ ውሽጢ እቲ ግምባዊ ዕርዲ ክትዘዋወሩ እንከለኹም፣ ፍሉያት ዛንታታት፣ ስነ-ጥንታዊ ርኽበታትን ካልእን ክትህስሱ ኢኹም።

መወከሲ

Kasteel Ammersoyen
Kasteellaan 1
5324 JR
Ammerzoden, Gelderland
Kasteel Ammersoyen | Geldersch Landschap en Kasteelen

ኣስተውዕሉ! ነዚ ቤተ-መዘክር ኣቐዲምኩም ብኢንተርነት ክትምዝገቡ ኣለኩም።
Register for this museum