language

Kasteel Cannenburch

Kasteel Cannenburch

ኣብ ግምባዊ ዕርዲ ካነንበርኽ [Cannenburch] ህያው ዝኾኑ ጥንታውያን ግምጃታት፣ ሃብታም ዝተሰለመ ክፍልታትን ቅብኣታትን ተሞከሩ። እቲ ግምባዊ ዕርዲ ምስ ናይ ማይ መትረባቱ፣ ውቁብ መእተዊኡን ቅርጺ ሽጒርቲ ዘለዎም ኣንፊታት ግምቢታቱን፣ ብግዳም ኮይንካ ንኽትርእዮ እውን ዘደንቕ እዩ። ኣብ ልዕሊ ጥንታውያን ናይ ማእከላይ ዘመን መናድቕ ዝተሃንጸት ካነንበርኽ [Cannenburch]፣ ኣብ ዝሰዓቡ ዘመናት ብቐጻሊ እናሰፍሐትን እናወቀበትን ክትመጽእ ጸኒሓ እያ። ኣብ ዙርያ እቲ ግንባዊ ዕርዲ ድማ፣ ኣብቲ ደስ ዝብል ናይ ጫካ መናፈሲ ክትዛወሩ ትኽእሉ ኢኹም።

መወከሲ

Kasteel Cannenburch
Maarten van Rossumplein 4
8171 EB Vaassen
Kasteel Cannenburch | Geldersch Landschap en Kasteelen

Register for this museum