language

Kasteel Doorwerth

Kasteel Doorwerth

ግምባዊ ዕርዲ ዶርወርት [Doorwerth] ኣብ ማእከላይ ዘመን ዝተሃንጸ ናይ ማይ ዕርዲ ኮይኑ፣ ውሽጣዊ ቀጽሪን ናይ ቅድሚት ዕርዲን ዘለዎ እዩ። እቲ ግምባዊ ዕርዲ፣ ነዊሕ ናይ ምንባር፣ ምዕናው፣ ምብስባስን ዳግመ ህንጸትን ታሪኽ ኣለዎ። ኣብ ውሽጢ እቶም ረጎድቲ መናድቕ ናይዚ ኣብ ማእከላይ ዘመን ዝነበረ ግምባዊ ዕርዲ ዝርከቡ ውቁባት ዝተሰለሙ ክፍልታት ድማ፣ ሰባት ኣብ ዝሓለፈ እዋን ኣብኡ ከመይ ይነብሩ ከም ዝነበሩ ዘርእዩ እዮም። ኣብ ከባቢ እቲ ግምባዊ ዕርዲ ተዛወሩ፣ ከምኡ እውን ኣብቲ ናይ ኣሕምልቲ ጀርዲን ብጽሑ። ብእግሪ እትገብርዎ ነዊሕ ዑደት ድማ ናብቲ ጫካታት፣ ኩርባታትን ሩባታትን ዘለዎ ጽቡቕ ዝተፈላለየ መልክዓ ምድሪ ዘለዎ ዱኖ [Duno] ዝበሃል ርስቲ መሬት ክወስደኩም እዩ።መወከሲ

Kasteel Doorwerth
Fonteinallee 2b
6865 ND Doorwerth
Kasteel Doorwerth | Geldersch Landschap en Kasteelen

Register for this museum