
Kasteel Radboud
- Noord-Holland

Kasteel Radboud
- Noord-Holland
ግምባዊ-ዕርዲ ራድባውድ [Kasteel Radboud] ብትእዛዝ ልዑል ፍሎሪስ ሓሙሻይ [Graaf Floris V] ብ1288 ከም ግዱድ ዕርዲ ተሃኒጹ። ክሳብ ሕጂ ኣብዚ ፍሉይ ሃዋህው ዘለዎ ህንጻ፣ ንማእከላይ ዘመን ክትርእይዎን ክትሙኮሩዎን ትኽእሉ ኢኹም። ነቲ ቤተ-መዘክር ብድምጺ-ዑደት ወይ ብዘዘናግዕ ንሕጻናት ዝኸውን ናይ ምንዳይ ዕማም ዳህስስዎ። ካብቲ ዕርዲ ናሕሲ ኮይንካ ዝረኣይ ትርኢት ኣስተማቕሩ፣ ወይ ድማ ናብቲ ዘስካሕክሕ ቤት-ማእሰርቲ ብጽሑ። ንኹሉ ዕድመ ዝኾኑ ስሩዓት መዘናግዒ ንጥፈታት እውን ኣለዉ። ኣብ ግምባዊ-ዕርዲ ራድባውድ ናይ ዝሓለፉ እዋናት መስተክራዊ ተመክሮ ውሰዱ!
Kasteel Radboud
Oudevaartsgat 8
1671 HM Medemblik
www.kasteelradboud.nl