
Kasteel Rosendael
- Gelderland

Kasteel Rosendael
- Gelderland
ግምባዊ ዕርዲ ሮዘንዳል [Rosendael]፣ ሰባት ቀደም ኣብ ግምባዊ ዕርዲ ከመይ ይነብሩ ከም ዝነበሩ ጽቡቕ ምስሊ ዝህብ እዩ። ኣብኡ መስተንክር ዝኾነ እኩብ ኣቑሑት ገዛ፣ ብሩርን ፖርሰሊናን ማለት ዝበሰለ ካይላ ክትዕዘቡ ትኽእሉ ኢኹም። እዚ ታሪኻዊ ኣሰላልማ ዘለዎ ግሩም ዝኾነ ግምባዊ ዕርዲ፣ ብዙሕ ዝብጽሑ ቦታታት ብዘለዎ መሳጢ መናፈሲ ዝተኸበበ እዩ። እቲ ኣርባዕተ ሜትሮ ዝርጒዱ መናድቕ ዘለዎ ከቢብ ግምቢ ድማ፣ ኣብ ኔዘርላንድ ካብ ዝተዓቀቡ ናይዚ ዓይነት ግምቢታት እቲ ዝዓበየ እዩ።
መወከሲ
Kasteel Rosendael
Rosendael 1
6891 DA in Rozendaal
Kasteel Rosendael | Geldersch Landschap en Kasteelen
