language

Koepelkathedraal | Het grootste museum van Nederland

Koepelkathedraal | Het grootste museum van Nederland

ካብ ኔዘርላንድ እቶም ኣዝዮም ውቁባት ዝኾኑ ኣብያተ-ክርስትያን፣ ብሓባር ሓደ ቤተ-መዘክር። ኣብ ጥቓኹም ኣብ ኩርናዕ። ኣብ ወጻኢ ሃገር ነዚ መሳጢ ካቴድራል ምብጻሕ ንቡር እዩ። ኮይኑ ግን ኣብ ኔዘርላንድ ብዙሓት ሰባት ከይተዓዘብዎ ይሓልፍዎ። እዚ ድማ ኣብያተ-ክርስትያን ናይ ኔዘርላንድ፣ ብብሉጻት ስነ-ጥበባውያን ዝተሰርሑን ኣብቲ ውሕሉል ስልማት ዝተጠቓለሉን ኣዝዮም ውቁባት ቅርስታት ሒዞምን እናሃለዉ እዩ። ምስ ነንሓድሕዶምን ብሓባር ድማ ካብ ኔዘርላንድ እቲ ዝዓበየ ቤተ-መዘክር የቚሙ። በዚ ኸኣ እቲ ሕቡእ ብሉጽ ስነ-ጥበብ ናይ ኔዘርላንድ ብነፍስወከፍ ሰብ ክብጻሕ ከም ዝኽእል ይኸውን። ድሙቓት ስራሓት ናይ ኣብያተ-ክርስትያንን፣ ኣብያተ-መቕደስ ኣይሁድን ናይ Het Grootste Museum van Nederland ንዓኹም መሪጽናልኩም ኣለና። ነዞም ዛንታታት ምስ ናይ ድምጺ ዑደት ብምድህሳስ ክትረኽብዎም ኢኹም። ኣብ ቤተ-ክርስቲያን ወይ ቤተ-መቕደስ ኣይሁድ ኮለል እናበልኩም፣ ኣብ ነፍስወከፍ ቦታ ዝተፈላለየ ዛንታ ክትሰምዑ ኢኹም።

Basiliek van de Heilige Nicolaas - Amsterdam

Portugese Synagoge - Amsterdam

Grote Kerk - Breda

KoepelKathedraal – Haarlem

Cenakelkerk - Heilig Landstichting

Oude Groninger Kerken - Krewerd, Middelstum, Midwolde, Pieterburen

Basiliek van Onze Lieve Vrouw Sterre der Zee - Maastricht

Basiliek van de Heiligen Agatha en Barbara - Oudenbosch

Munsterkerk - Roermond

Domkerk - Utrecht

Sint Jan de Doper – Waalwijk

Walburgiskerk - Zutphen

Academiehuis Grote Kerk - Zwolle

መወከሲ

Koepelkathedraal
Leidsevaart 146
6211 HD Maastricht
www.koepelkathedraal.nl