
Marie Tak van Poortvliet Museum Domburg
- Zeeland

Marie Tak van Poortvliet Museum Domburg
- Zeeland
ቤተ-መዘክር ዶምቡርኽ [Domburg] ኣብ 1994 ብስም እታ ኣብ መጀመርታ መበል ዕስራ ክፍለ ዘመን ኣብ ዶምቡርኽ ቪላ ክኽህነጽ ዕማም ዝሃበትን፣ ብቀባኢት ስነ-ጥበባዊት ያኮባ ቫን ሄምስከርክ Jacoba van Heemskerck (1876-1923) ተሰንያ ኣብኡ ብዙሕ ክረምቲታት ዘሕለፈትን፣ ኣካቢት ስነ-ጥበብ፣ ኣንትሮፖሶፊስትን ፈላሚት ሕርሻን ዝኾነት ማሪ ታክ ቫን ፖርትፍሊየት Marie Tak van Poortvliet (1871-1936) ተሰይሙ። ሕጂ ቤተ-መዘክር ዶምቡርኽ ኣብ ኤውሮጳ ንዝርከቡ ብሑታት ስነ-ጥበባውያን ዘተኮረ ቤተ-መዘክር ክላሲካል ዘመናዊ ስነ-ጥበብ ኮይኑ ኣሎ።
Marie Tak van Poortvliet Museum Domburg
Ooststraat 10a
4357 BE Domburg
marietakmuseum.nl