language

Micropia

Micropia

ማይክሮፕያ [Micropia] ኣብ ዓለም እቲ ዘይርአይ ናይ ደቀቕቲ ተህዋሳት ዓለም፣ ከም ዝረኣይ ዝኾነሉ እንኮ ቤተ-መዘክር እዩ። ኣይትርእዮምን ኢኻ፣ ግን ድማ ኣብኡ ኣለዉ። ኣብ ልዕሌኻ ኮፍ ይብሉ፣ ኣብ ውሽጥኻ ኮፍ ይብሉ፣ ንዓኻ ጥራይ ድማ ልዕሊ ሚእቲ ሽሕ ቢልዮን ኣለዉኻ። ማይክሮባት ኣብ ፕላኔትና ዝነኣሱን ዝሓየሉን ተህዋሳት እዮም። ብዛዕባኦም ብዙሕ ዘይንፈልጦ እኳ እንተኾንና፣ ካብኣቶም ግን ብዙሕ ክንመሃር ንኽእል ኢና። ብዛዕባ ጥዕናና፣ ኣማራጺ ምንጪ ጸዓትትን፣ ከምኡ እውን መን ይፈልጥ ካልእ ብዙሕ እውን ክንመሃር ንኽእል።

መወከሲ

Micropia 
Plantage Kerklaan 38-40
1018 CZ Amsterdam 
www.micropia.nl