language

Museum Flehite

Museum Flehite

ቤተ-መዘክር ፍሌሂት [Museum Flehite] ኣብ ማእከል ታሪኻዊ ማእከል ከተማ ኣመርስፎርት ኣብ ዝርከቡ ሰለስተ ኣብ መወዳእታ ማእከላይ ዘመን ብመንደቕ ዝተሰርሑ ገዛውቲ ይርከብ። ኣብዚ ድማ ብመንገዲ ፍሉያት ምርኢታት ስነ-ጥበብን ታሪኽን ዛንታታት ኣመርስፎርት ህያው ይኾኑ።

መወከሲ

ቤተ-መዘክር ፍሌሂት [Museum Flehite]
Westsingel 50
3811 BC Amersfoort
museumflehite.nl