
Museum Het Schip
- Noord-Holland

Museum Het Schip
- Noord-Holland
ቤተ-መዘክር ሄት ስኺፕ [Het Schip] ኣብቲ ብስነ-ሃናጺ ሚሸል ደ ክለርክ [Michel de Klerk] ዝተነድፈ ምናባዊ ስርዓተ-ህንጻ ህዝባዊ ኣባይቲ ይርከብ። እዚ ገላጺነታዊ መንበሪ ብሎክ ብ 1919 ንኮርፖሬሽን ኣባይቲ ኣይኸን ሃርድ ዝተሃንጸ [Eigen Haard] እዩ። እቲ ህንጻ ብሰንኪ ቅርጹ፣ ብህዝቢ ሄት ስኺፕ [ማለት እታ መርከብ] ተባሂሉ ይጽዋዕ። እዚ ኣብ ላዕለዋይ ደረጃ ናይ ኣምስተርዳም ቅዲ ስነ-ጥበብ ህንጻ ድማ ይስራዕ፣ እዚ ኣብ መላእ ኔዘርላንድ ዝተዘርግሐ ምንቅስቓስ ህንጻን ስነ-ጥበብ ኣሰላልማን እዩ።
Museum Het Schip Amsterdam
Oostzaanstraat 45
1013 WG Amsterdam
www.hetschip.nl