
Museum van de 20e eeuw
- Noord-Holland

Museum van de 20e eeuw
- Noord-Holland
ኣብ Hoorn ዝርከብ ቤተ-መዘክር መበል 20 ክፍለ ዘመን፣ ብኣማኢት ኣቑሑትን ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ውሽጣዊ ክፍልታትን ኣቢሉ ኣብ ዝሓለፈ ክፍለ-ዘመን ናይ ዝነበረ ህይወት ይነግር። ወለድና (ኣቦ ሓጎታትና) ከመይ ይነብሩ ነይሮም? ቆልዑት በየናይ ዓይነት መጻወቲ ይጻወቱ ነይሮም? እንታይ ዓይነት ድኳናት ነይረን? ሰባት ብኸመይ ምግቢ ይኽሽኑ ነይሮም? ኣብ ናጻ ግዜኦም እንታይ ይገብሩ ነይሮም? ኣብ ሬድዮ ወይ ኣብ ተለቪዥን እንታይ ይመሓላልፍ ነይሩ? ናይዞም ዓይነት ሕቶታት መልሲ ኣብዚ ናፍቖት ዝመልኦ ቤተ-መዘክር ክትረኽዎ ኢኹም።
Museum van de Twintigste Eeuw
Krententuin 24 (Oostereiland)
1621 DG HOORN NH
https://www.museumhoorn.nl/