language

Rijksmuseum

Rijksmuseum

ቤተ-መዘክር ራይክስ [Rijksmuseum] ሓደ ካብቶም ናይ ዓለም ፍሉጣት ቤተ-መዘክር እዩ፣ ብቐንዱ ሳላ ህቡብነት ኣብቲ እካባት ናይ ዘለዉ ብሉጻት ስርሓት እዩ። ናይ ቫን ኾኽ [Van Gogh] ርእሰ-ምስሊ፣ ናይ ቨርሚር [Vermeer] ንእሽቶ ጎደና፣ ናይ ያን ስቴን [Jan Steen] ሕጉስ ስራሓት፣ ከምኡ እውን ብርግጽ ናይ ረምብራንት [Rembrandt] ዋርድያ ለይቲ። ግን ድማ ናይ ብራይትነር [Breitner] ስራሕን ፓቪልዮን ኤስያን፣ ቤተ-መዘክር ራይክስ ስእለ-ኣእምሮ ከም ዝስሕብ ኮይኑ ከም ዝቕጽል እውን ዝገብሩ እዮም። እቲ ጉሉሕ ዝገብሮ ድማ እቲ ፍጹም ጥርዚ ናይ መበል 17 ክፍለ ዘመን ስነ-ጥበብ ቅብኣ ናይ ኔዘርላንድ ዘርእይ ሰገነት ክብሪ[Eregalerij] እዩ።

ምስ ልዕሊ 10 ሰባት ዘለዋ ጉጅለ ክትመጽእ ትደልይ ዲኻ? ስለዚ ካብቲ እትመጽኣሉ ግዜ ክልተ ሳምንታት ኣቀዲምካ ምስ ክንደይ ዝብዝሖም ሰባት ክትመጽእ ከም እትደልይ ብምጥቃስ ናብ Rijksmuseum መልእኽቲ ኢ-መይል ስደድ፣ እዚ ድማ ንዕኡ ንምውህሃድ ምእንቲ ክከኣል እዩ።

መወከሲ

Rijksmuseum
Museumstraat 1
1071 XX Amsterdam
www.rijksmuseum.nl

ኣስተውዕሉ! ነዚ ቤተ-መዘክር ኣቐዲምኩም ብኢንተርነት ክትምዝገቡ ኣለኩም።
Register for this museum