
Stedelijk Museum Alkmaar
- Noord-Holland

Stedelijk Museum Alkmaar
- Noord-Holland
ቤተ-መዘክር ስቴደሊክ ኣልክማር [Stedelijk Museum Alkmaar] ሓደ ካብቶም ዝገደሙ ቤተ-መዘክር ናይ ኔዘርላንድ ኮይኑ፣ ንሰባት፣ ስነ-ጥበብን ታሪኽን ዘራኽብ እዩ። እቲ ቤተ-መዘክር ምልኩዕ እካብ ናይ ቀደምን ዘመናውን ስነ-ጥበብ፣ ኢደ-ጥበብን ታሪኽ ከተማን የቕርብ። ኣድነቕቲ ምንቅስቓስ ስነ-ቅብኣ በርኸን፣ ኣብቲ ቤተ-መዘክር ልቦም ከርውዩ ይኽእሉ እዮም። ኣብቲ ቀዋሚ ምርኢት ድማ፣ ከም በዓል ኤልሰ በርኽ [Else Berg]፣ ሞሚ ሽዋርትስ [Mommie Schwarz]፣ ሊዮ ኸስተል [Leo Gestel]፣ ዲርክ ፊላርስኪ [Dirk Filarski]፣ ኸሪት ቪለም ቫን ብላደረን [Gerrit Willem van Blaaderen]፣ ኣርናውት ኮልኖት [Arnout Colnot] ከምኡ እውን ፒየትን [Piet] ማቲዩ ቪግማንን [Matthieu Wiegman] ናይ ዝኣመሰሉ ስነ-ጥበባውያን ጠቕላላ ስራሓት ብሰፊሑ ይዝረበሉ።
Stedelijk Museum Alkmaar
Canadaplein 2
1811 KE Alkmaar
www.stedelijkmuseumalkmaar.nl