
Stedelijk Museum Amsterdam
- Noord-Holland

Stedelijk Museum Amsterdam
- Noord-Holland
ቤተ-መዘክር ስቴደሊክ [Stedelijk Museum] ዳርጋ 90,000 ኣቑሑት ይውንን። ኣዕኑድ ናይቲ እካብ ድማ፣ ደ ስቲል [De Stijl]፣ ባውሃውስ [het Bauhaus]፣ ኮብራ [Cobra]፣ ስነ-ጥበብ ፖፕን ጥንታዊ ኒዮ-ኢምፕረሽንዝምን እዮም። ብኸምዚ እቲ ቤተ-መዘክር፣ ብካዚሚር ማሌቪች [Kazimir Malevitsj] ዝተሰርሑ ቅብኣን ስእልታትን ዝሓዘ ዓብይ እካብ፣ ስራሓት ናይ ማኔት [Manet]፣ ናይ ቪንሰንት ቫን ኾኽ [Vincent van Gogh] ከምኡ እውን ናይ ሴዛን [Cézanne] ዝሓዘ እዩ።
Stedelijk Museum
Museumplein 10
1071 DJ Amsterdam
www.stedelijk.nl