language

Van Gogh Museum

Van Gogh Museum

እዚ ቤተ-መዘክር ልዕሊ 200 ቅብኣታት፣ 500 ስእልታትን 750 ደብዳቤታትን ናይ ቫን ኾኽ [Van Gogh] ዝሓዘ እዩ። ዕንባባታት ሱፍ [De Zonnebloemen]፣ በላዕቲ ድንሽ [De aardappeleters]፣ ፍቚራት ዘለዎ ጀርዲን [Tuin met geliefden]፣ መደቀሲ ክፍሊ [De slaapkamer] ከምኡ እውን እታ ህብብቲ ስርሑ ርእሰ-ምስሊ [zelfportret] ኣብዚ ክትረኽብዎም ኢኹም። እዚ ቤተ-መዘክር እዚ፣ ዛንታ ናይቲ ኣብ ዓለም ፍሉጥ ዝኾነ ኔዘላንዳዊ ቀባኢ ካብ ማንም ንላዕሊ ዝነግር እዩ።

መወከሲ

Van Gogh Museum
Museumplein 6
1071 DJ Amsterdam
www.vangoghmuseum.nl

ኣስተውዕሉ! ነዚ ቤተ-መዘክር ኣቐዲምኩም ብኢንተርነት ክትምዝገቡ ኣለኩም።
Register for this museum